June 24, 2022
ኣሰልጣንን መራሒ ጋንታን ግጥም ኣብ ዝጽወተሉ እዋን መብዛሕትኡ ግዜ ትሑዛት እዮም፡ ስለዚ እቲ ግጥም ኣወንታዊ ቀይድታት ንኽህልዎ ተቐባሊ ኣጋይሽ ኣብ እዋን ግጥም ከምዝህሉ ምግባር ዕዉት ምዃኑ ኣመስኪሩ እዩ። ኣብ ሜዳኣ ትጻወት ጋንታ ኣጋይሽ ዝቕበል ተቐባሊ ኣጋይሽ ክህልዋ ኣገዳስን ደስ ዘብልን እዩ፡ ከምኡ’ውን ተቐባሊ ኣጋይሽ ኣብ እዋን ግጥም እቲ ግጥም ኣብ ዝጽወተሉ እዋን ተርኡ ይኽበረሉ እዩ። ተቐባሊ ኣጋይሽ ኣብ እዋን ግጥም ዕዮኡ እቲ ጻወታ ብፍትሓውነት ዝተሰነየ/Fair play ኣወንታዊ ቀይድታት ከምዝህልዎ ምግባር እዩ። ተቐባሊ ኣጋይሽ ኣብ እዋን ግጥም ናይ ተቐባሊ ኣጋይሽ ጅለ ይለብስን ካርድ ሕግታት ጠባይ ወለዲ ውን ይማላእ እዩ።
መቐየሪ ክዳውንቲ፡ ሜዳን ልዳትን ከምቲ ዝድለ ከምዘሎ ምግባር።
ክልቲኦም ጋንታታትን ዳኛን እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ብምባል ትቕበሎም።
ቲፎዞ ብኣንጻር ወገን ናይተን ጋንታታት ክኾኑን ካብ መስመር ጫፍ ሜዳ ጋግ ሓልዮም ደው ክብሉ ከምዘለዎምን ለበዋ ምሃብ።
ኣሰልጣኒ ናይታ ኣብ ሜዳኣ ትጻወት ዘላ ጋንታ ብፍትሓውነት ክትጻወቱ ኣለኩም ኢሉ ዝሕበረሉ ኣኼባ/Fair play-møtet ከካይድ ከሎ ምትሕብባር። ግጥም ቅድሚ ምጅማሩ ከኣ ፍትሓዊ ጻወታ ዘመልክት ሰላምታ/Fair play-hilsen ንኸካይዱ ክውደብ ከሎ ምትሕብባር።
[ናይታ ክለብ መበራበሪ ልቢ ኣበይ ከምዘሎ ኣፍልጦ] ክህልወካን](https://www.tuilfotball.no/nyheter/hjertestartere-montert-i-tuil-arena-i) 113 ንኽትድውል ተለፎን ክህልወካን። ኣብ TUIL Arena ዘለዉ መበራበሪታት ልቢ ኣብ [መዝገብ መበራበሪታት ልቢ/ hjertestarterregisteret] ውን ተመዝጊቦም ኣሎዉ። (https://www.113.no/hjertestarterregisteret/)
![መበራበሪ ልቢ ኣብ መእተዊ ተጻወትቲ TUIL Arena I፡ ከምኡ’ውን ኣብ 1 ይ ደርቢ ዝርከብ መእተዊ ኣብ TUIL Arena II ይርከብ]